ሞዛይክ እንታይ እዩ?
ሞዛይክ ኣትራፊ ዘይኮነ፣ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ስደተኛታትን ፈለስትን በነባብርኦምን ምስ ሕብረተሰብ ምውህሃድን ብዝምልከት ንምሕጋዝ ዝተመዘዘ ትካል እዩ።
ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማትን ኣገልግሎትን ሞዛይክ ዓማዊሉ ምስ ናይ ካናዳ ሕብረተሰብ ሙሉእ ብሙሉእ ክሳተፉ ይሕግዝ። ካብ ዝሐለፈ 40 ዓመት ሞዛይክ ካብ ዝተጀመረሉ ጊዜ ጀሚሩ ሞዛይክ ኣብ ሎወር መይንላንድ (ቫንኮቨርን ኣካባቢኣን) እቲ ዝዓበየ ናይ ፈለስትን ስደተኛታትን ኣገልጋሊ ድርጅት ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ።
ናይ ስራሕ መተኣላለሺ (ኣዳላዪ) ፕሮግራም
604 254 0244
employmentprograms@mosaicbc.org
ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ፕሮግራም
604 684 8825
linc@mosaicbc.org
ናይ ቤተሰብን ሕጻናትን ፕሮግራም
604 254 9626
childfamily@mosaicbc.org
ናይ ቃል ትርጉም ኣገልግሎት
604 254 8022
interpretations@mosaicbc.org
ናይ ሰፈራ/መነባብሮ ፕሮግራም
604 254 9626
settlement@mosaicbc.org
ፍሉይ ፕሮግራም
604 254 9626
specializedservices@mosaicbc.org
ናይ ጽሑፍ ትርጉም ኣገልግሎት
604 254 0469
commercial@mosaicbc.org